ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2011 ዓ/ም ሳልሳይ ርብዒ ዓመት ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝድለየ ሕጋዊ ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

1 በዚ ዘርፋ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፤

2 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ

3 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም፤

4 ንመድሓኒት ናዉቲ ሕክምናን ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዘለኩም

5 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ናብቲ ቤት ፅሐፈት ዳጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንበረት ምምሕዳርን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይ ዓይኒ ሸራሮ ምስናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሕሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ተእትዉ፡፡

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ንብረትን ክትወስዱ ትክእሉ

7 ኩነታት መጎዓዝያ ብባዕሉ እቲ ሆስፒታል ዝሽፈን ይከውን፡፡

8 ካብ ዝሰዓርክምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዝብ ወይ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ስፒኦ ወይ እዉን ቼክ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ክተትሕዙ አለኩም

9 መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ብሕጋዊ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋፀ መዘዚ ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ 5000.00 ቅርሺ ክተትሕዙ አለኩም

10 ሰነድ ጨረታ ካብ 12/07/2011 ዓ/ም ክሳብ 27/07/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

11 ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 27/07/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 27/07/2011 ዓም 4:30 ቅሚ ቀትሪ ይከዉን፡፡

12 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ 60 መዓልቲታት ይከዉን፡፡

13 እቲ ቤት ዕዩ ሰዓራይ ካብ ዝመረፀሉ እዋን ዝግዛእ ንብረት ክም ኣድላይነቱ ካብ ነብስ ወከፍ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል አለዎ፡፡

14 ናይሕድሕድ ንብረት ዋጋ ኣብ ናይ ባዕልና ዝርዝር ሰንጠረዥ ብንፁር ክምላእ አለዎ፡፡

16 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

17 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348-500071/74 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo