ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1.       ደፈተር በዓል 50 ሉሕ      ቁፅሪ       34704
2.       ደፍተር በዓል 50 ሉሕ ስኬር       ቁፅሪ       60
3.       እስክርቢቶ ሰሚያዊ አልርያት       ፓኬት       30
4.       እርሳስ ዶት ቀደማይ ደረጃ       ቁፅሪ       10884
5.       መደምሰስ ፐሊካን       ቁፅሪ       600
6.       ፍሊፕ ቻርት ናይ ወፃኢ       ቁፅሪ       60
7.       ቼክ       ፓኬት       108
8.       ማርከር ኣርት ላይን 90       ፓኬት       60
9.       ፕላስተር ስኮች ቴፕ       ቁፅሪ       60
10.       ናይ ተምሃሮ ዓብይ ቦርሳ       ቁፅሪ       216
11.       ናይ ተምሃሮ ንእሽተይ ቦርሳ       ቁፅሪ       24

ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::ማናጀርያል ወንበር : ኤል ሸፍ ጠረጰዛ : ሸልፍ ካዝናን ካልኦት ብጨረታ ኣወዳድሮ ከትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት አብ ዚ ዉድድር ክትሳተፉ እተደልዩ ተወዳደርቲ

  1. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  2. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንኤሌክትሮኒክስ  5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/  ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  5. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕድ 30 ብር  ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 410  ክወስዱይኽእሉ::
  6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 10 መስከረም /2008 ዓ/ም ክሳብ  መስከረም 19 /2008 ዓ/ም ስዓት  8:00  ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
  7. ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
  8. እቲ ጨረታ መስከረም  19/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30  ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ  415  ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  9.  ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል:;
  10. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  11. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ  0344  40  99 23  ምድዋልይከአልእዩ 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo