ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ LOT 1: ፅሬት መሳርሒ LOT 2: ህነፃ መሳርሒ LOT 3: ን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑት LOT 1: ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም
  1. ናይ 2007- 2008 ዓ/ም   ዝተሐደሰ ሕጋዊ  ንግዲ  ፍቓድ ዘለዎ፡፡
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ (TIN NO) ዝሐዝኩምን ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርትፊኬትን  ናይ ወርሒ ሐምለ 2007 ዓ/ም ዴክሌር ዝተገበረሉ መረዳእታን ክተቕርቡ ትክእሉ፡፡
  3. ኣብ መንግስቲ ንክትጫረቱ ዝተሐደሰ  ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት መረዳእታ ዝሐዝኩምን ኦርጀናል ንብረት ከቅርብ ዝክእልን::
  4. ጨረታ ሰዓርቲ እንተከይንኩም  ዝሰዓርኩምዎ  ንብረት  በቢዝምልከተኩም  ብደብዳቤ   ተገሊፅልኩም  ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ  ዉሽጢ  10 መዓልቲ  ብናይ ባዕሉ  መጋዓዝያ ናበ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ   ኣስገዶም  ዕ/ሓሙስ ብሰብ ሞያታት ኣፈቲሹ  ኣታዊ  ክገብር  ዝክእል::
  5. ተጫረቲ  መወዳደሪ  ደኩሜንትኩም  ስርዝ  ድልዝ  ዘይብሉ  ሽምን  ኣድራሻን ዘለዎ  ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ዘለዎ  ኮይኑ ሓደ ኦርጀናልን ሐደ ኮፒን  መነፃፀሪ  ዝከዉን   ብሽምዒ  ብዝተአሸገ ፖስታ  ነዚ ጨረታ ተባሂሉ  ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን  ገ/ስለሴ   ኣስገዶም  ዕ/ሓሙስ  ከይዲ ስራሕ  ዕደጋን ፋይናንስን  ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03  ዝተዳለወ  ናይ ጨረታ  ሳንዱቅ ክተእትዉ  ከምትክእሉ::
  6. ተጫረቲ  ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ  ዘይምለስ  14/ 01 /2008ዓ/ም  ክሳብ  28 /01 /2008 ዓ/ም  ክሳብ ሰዓት 8:00 ቀትሪ  እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ::
  7. እቲ ጨረታ ዕለት  28/01/ 2008 ዓ/ም ልክዕ  8:00 ቀትሪ  ተዓፅዩ  ሰዓት 8:30 ቀትሪ  አብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን  ገ /ስለሴ  ኣስገዶም  ዕ/ሓሙስ  ከይዲ ስራሕ  ዕደጋን ፋይናንስን  ንብረት  ምምሕዳርን   ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ  ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ  ይክፈት
  8. ተጫረቲ  መክበሪ ጨረታ  ብር  3000.00 (ሰለስተ  ሽሕ  ብር)  ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብ cpo  ወይ ብጥረ  ገንዝብ  ክተትሕዙ  ይግባእ::
  9. ተጫረቲ በቢ ዝምልከቶም ዘርፊ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ንህንፃ መሳርሒ ብር 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር) : ንፅሕፈት መሳርሒ : ንፅሬት ኣቁሑት ን ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

 

  1. ትካልና  መጠን ዝግዛእ  ንብረት   20%  ክዉስክን  ወይ  ክቅንስን ዝክእል  ምኮኑ::
  2. ትካልና  ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኪቡ  ነቲ ጨረታ  ብሙሉእ  ኮነ ብክፋል  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ሕልዉ  እዩ ::
  3. :: 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo