ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ናይ ሞዴል 683 N3 ዓባይ ኢነትረ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2011ዓ/ም ክሳብ 11/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0341-412505/0914-591108/0948-536208 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo