ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ፅሬት ፣ኤለክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ቢሮ ፣ኣቁሑት ኤለክትርክሲቲ፣ ኣቁሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ኣቁሑት መለዋወጢ መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ማለት እዉን መሰልጠኒ ምድላዉ ምግብን መስተን ፣መሰልጠኒ ፅባቀ ደቂ ተባዕትዩን ደቂ አንስትዮን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ

1 ናይ 2007  ዓ ∙ም  ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ  ቅደሕ ዘቅርብ

2 መለለየ ቁፅሪ  ወይንድማ ቲን ነምበር በቲ ዘርፊ ዘሐደሰ መቅረባይነት ዘቅርብ

3 ተመዝገብተቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም  ናይ ወርሒ ሓምለ  ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ዘቅርብ

4 ሰነድ ጨረታ  ዘይምለስ 30 ቅርሺ ከፊሉ ካብ ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ ከይዲ ስራሕ  ዕቀባ  ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን  ቢሮ ቁፅሪ  107 ካብ 14 በመስከረም  2008 ዓ∙ ም ሰዓት 2 ፡50 ምዉሳድ ትክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ 5000 በቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ  ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 መወዳደሪ ሰነድ ብዝንበብ ፅሑፍ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ፊርማን  ማህተም  ክግበረሉ ኣለዎ

 7 ተወዳደርቲ ጨረታ  ሰዓርቲ እንተኮይንኩም ዝሰዓርኩምሉ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10  መዓልቲ  አታዊ ትገብሩ

8 ዝቀርብ ንብረት  ፅሬቱ ዝሓለወን  ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ  ከቅርብ ዝክእል

9 ብተወዳደርቲ ዝምላእ ናይ ጨረታ ሰነድ ብናይቲ ትካል ቅጥዒ መሰረት ኮይኑ ብፖስታ ተዓሽጉ ማህተም ዓሪፍዎ  ካብ 17 መስከረም  2008 ዓ ∙ም  ክሳብ 5 ጥቅምቲ  2008 ዓ ∙ም  ሰዓት 4 ፡00  ኣብ ዘሎ ግዘ ምእታዉ ትክእሉ

10 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ በቲ ዕለት 5 ጥቅምቲ  2008 ዓ ∙ም ልክዕ ሰዓት 4 ፡30  ኣብ ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ ከይዲ ስራሕ  ዕቀባ  ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን  ባዕሎም ወይንም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝክፈት ኮይኑ ብዘይለዉሉ እዉን ትሕጃ ተትሒዞም  ክክፈት ይክእል እዩ

11 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0344443582  ወይንድማ 0914777722   ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo