ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ኩል ፈንድ ዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤለክትሮኒክስ፣ አቅሑት ቢሮን ኣቅሑት ገዛን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት

በዚ መሰረት ተወዳደረቲ ከማልእዎም ዝግብኡ ረቆሒ

1 ኣብ  2011ን ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ዘረፉ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቅረብቲ ሰርትፈኬትን ዋናን ኮፒን::

2 ናይ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ን VATን ሰርቲፌኬት ዋናን ኮፒን::

3 ናይ ወርሒ ጥሪ 2011 ዓ/ም ዓዲ ዉሸጢ እቶት ኣታዊ ዝገበረሉ ወረሓዊ ድክለሬሽን ዋናን ኮፒን::

4 ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኸበሪ ዘዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ኤለክትሮኒክስ 1000 ቅርሺ፣ንኣቅሑ ፅሬት 1000.00ሽሕ ቅርሺ፣ ንአቁሑት ቢሮ 1000 ቅርሺ ንኣቅሑ ገዛ 1000 ቅርሺ ብ ጥረገንዘብ ወይ CPO ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

5 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጉዓዝያ/ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አጉዓዒዙ ኣብ ከረክብ ዝክእል፤

6 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስ ተገለፀ ናይ ዘሰዓሮ 10% ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል 7 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 09/07/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/07/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትን ሰዓትን ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር እናወሰዱ ሐደ ኦርጀናልን ክልተ ኮፒን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ አለዎም ፤

8 እቲ ጨረታ 23/07/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ይኽፈት፤

9 ቤት ፅሕፈትና ካብዚ ወፃኢ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

10 ጨረታና ኣበ ዝኽፈተሉ ቦታነ እዋንን ኩሉ ሕሰብ ቀሪቡ ክዕዘብ ንዕድም::

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0913-331379 ወይ 0914-748805 ወይ 0918-034591 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo