ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት መደበኛ በጀት ብዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈትና ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ ወልቃይት ናውቲ ሕክምና እንስሳት ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/07/2011ዓ/ም ክሳብ 12/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0918-034591 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo