አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሕት ማለት "ወንበር "ጠረጼዛን ቁምሳጥንን

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት  ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ  ኣቁሕት ማለት "ወንበር "ጠረጼዛን  ቁምሳጥንን ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት
ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2006 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
ብዝወፀ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ
ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
ተጫረቲ  ቅድሚ ፖስታ ምክፋቶም ጨረታ  መክበሪ ናይ ዝእተዉዎ ጨቅላላ ዋጋ  5% ብዝተረጋገፀ ወይ ድማ  ብጥለ ገንዘብ አብቲ ዕለት ጨረታ ዝክፈተሉ ከትሕዝ ዝክእል
ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ካልኣይ ደበሪ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ክዕድግ ዝክእል
ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 11/11 /2006 - 20/11/2006 ዓ/ም
ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 21/11/2006  ዓ/ም ሰዓት 6:00
ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 21/11/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣበ ዝተለከብሉ ኣበ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ (ማሕበር ደቂ አንስተዩ ዋና ቤት ፅሕፈት) ዝክፈት ይኸዉን
ቤት ፅሕፈትና  ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
      
                                    "ምስ  ሰላምታ "
                         ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ አ / ማ 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo