ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዶዘር ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/07/2011ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo