ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ ስ/ ዕ/ ፋይ/ ሰን/ምምሕዳርን ናይ ስራሕቲ ዕንፀይትን ሓፂን መፂንን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት04/07/2011ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo