ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ

1 በዚ መሰረት ዝምልከተኩም ሕጋዊ ናይ ንግዲ ትካላት ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ዶክመንት ዘይምለስ ብር 30.00 ብር ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ /ዶክመንት/ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምውሳድ ትክእሉ ምዃንኩም እናሓበርና ኣብ ጨረታ ንምስታፍ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ምምላእ የድሊ፡፡

2 ናይ ሎሚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መለለይ ግብሪ መክፈሊ ቲን ቁፅሪ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የድሊ፡፡

2 ቢሮና 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

3 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

4 እቲ ጨረታ መጋቢት 19/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4፡30 ተዓሺጉ ሽዑ ንሽዑ ክርከቡ ዝድለዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402801/0342-407026 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo