ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ቲን ናምበር  ፣ናይ መቅረባየነት ወረቀት፣  ተወሳኪ ስቴት ታክስ ተመዝገብቲ  ዝኮንኩም ፣ ወርሓዊ ሒሳብ  ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅርቡ  እትክእሉ ፣

2 ንሕድሕድ  መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ዝተፈላለዩ ፖስታ ተዓሺጉ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቀለሐሉ 11 መስከረም  2008 ዓ ∙ም  ጀሚሩ ንነፍስወከፍ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቤት ፅሕፈት  ክፍሊ ቁፅሪ 8 ክትወስዱ ትክእሉ።

4 እቲ ጨረታ 25 መስከረም  2008 ዓ.ም  ሰዓት 3፡ 00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት  3 :30 ተጫረቲ  ወይንድማ  ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ  ኣብ ቤት ፅሕፈት  ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር  ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ  ክፍሊ ቁፅሪ 8  ዝክፈት እንትከዉን

5  ሰዓርቲ  ሰዓራየነቶም ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 6 መዓልቲ  ዉዕሊ ክኣስሩ ይግባእ።

6 መክበሪ ጨረታ ንዝምልከት ንነፍስወከፍ ዋጋ ማለት እዉን  ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ፣ ንኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ፣ንመለዋወጢ ኣቁሕት መኪና 5000 ቅርሺ ፣ ንኣቁሑተ ፅሬት  3000 ቅርሺ ፣ንሕትመት 3000 ቅርሺ  ፣ንዕጥቂ ስፖርት  3000 ቅርሺ ከትሕዝ ይግባእ ንናይ ሞተር ሳየክልን  መኪናን ናይ ኢድ ዋጋ ነፍስወከፍ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ይግባእ።

7 ሰዓራይ መቅረባይ ንብረት ዘቅርበሎ ቦታ ቤት ፅሕፈት  ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር  ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ   ይከዉን።
8 እቲ ቤት ፅሕፈትነና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0344220126 /0914261428   ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo