ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምም/ር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 05/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo