ትካልና ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ፍሉይ ቦታ ዓዲ ሕሩስ ዝርከብ ሳይት ናይ ተፋሰስ ስራሕ ከስርሕ ስለዝደለየ ብደረጃ 8ን ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ኣወዳዲሩ ምሉእ ናይ ንብረትን ኢድን ነበይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ከስርሕ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፤

ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ

1 ቲን ናምበርን ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ምዝገባ ምስክር ወረቐትን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሽን ከቅርቡ ኣለዎም፤/ቲኦቲ ተመዝገብቲ ውን ምውድዳር ትክእሉ፤

2 እቲ ተጫራታይ ዘቅረቦ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነንበይኑ፤ ኦርጂናል ምስ ፎቶ ኮፒ ኣብ ዝ/ዩ ኢንቨሎፕ ነንበይኑ ተዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ብዝምልከቶ ኣካል ምስተረጋገፀ ተቐባልነት ይረክብ፤

4 ትካልና ናይ ምቅናስን ምውሳክን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

5 ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 29/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ብር 150.00 ብምክፋል ክዕድጉ ዝክእሉ፤

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንግሆ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

7 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይክፈት፤ ኣድላይ ሰነድ ኣብ ዘማልኣሉ ድማ ብዘይምርካቦም ካብ ምክፋት ኣይተኣጓገልን፤

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ሲፒኦ ብር 20000.00 ሽሕ ብር ኦርጂናልን ፋይናንሻልን ሰነዶም ኣተሓሒዞም ዘቅርቡ፤

9 ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

10 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉን ዝክፈተሉን ኣብ ህንጻ ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ሀ /A/ ቢሮ ቁፅሪ 117 እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-410233/0914-706779/0914-481666 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo