ኣብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ን ፍቓድ ዘሐደሰ ቁፅሪን መቅረባይነት ዘለዎ ምዝጉባት ዝኾኑ ድማ ብተወሳኪ ናይ መረዳእታ ናይ ሐምለ ወርሒ 2007 ዓ/ም ዲክለር ዝገብሩሉን

2 ተጫራቲ ዘትሐዝዎ መኽበሪ ጨረታ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ብር 3000 ንናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብር 2000 ንናይ ኤሌክትሮኒከስ ብር 1000  CPO ከትሕዙ ዝክእሉ

3 ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ካብቲ ቢሮ ትወስዱ ትኽእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/01/ 2008 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ኾይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 21/01/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 245 ይኽፈት

5 ጨረታ ወፃኢ ካብ ዝቓለሐሉ ዝልጠፈሉ ጀሚሩ ተጫረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቕሓ /ስፐስፊከሽን/ ኾይኑ ካብ ዕለት 07/ 01 /2008 ዓ/ም እስካብ 21/01/2008 ዓ/ም ሰነድ ምስተገዝአ ብሸምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ብምንፃር ብክልተ ፖስታ ከቅርቡ ዝግበእ ኮይኑ እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ን 45 መዓልቲ ይኸዉን

6 ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኣብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ህንፃ ኣብ መሬት ቢሮ ቁፅሪ 245 እዩ

7 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፈል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0344417637 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo