Laboratory Reagent ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩሕጋዊያንነጋዶንክትወዳደሩእናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ::

ሆስፒታል መቐለ
  1. ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር "ኣብሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ንዝተመዝገቡ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
  2. ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/ 01 /2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 15/ 01 /2008 ዓ/ም  ብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
  3. ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ::
  4. ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር3000 ኦርጅናልን ኮፒን ከትሕዙ ዝክእሉ::
  5. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይ ኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
  6. እቲ ጨረታ ዕለት 15/01/2008 ዓ/ም ሰዓት5:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
  7. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
  8. ተጫረቲ ዝመልእዎዋ ጋ ብናይ ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢተቀባልነትን የብሉነ::
  9. ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል
  10. ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር ዝክእል ::
  11. ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ/ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
  12. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡ  ::
  13. ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
  14. ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 125/2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ  03 44 40 02 46   ምሕታትይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo