ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረታት ከወግድ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም፤

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ

1 መከበሪ ጨረታ ብረ 500.00 /ሓሙሽተ ሚኢቲ ቅርሺ/ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 26/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ሰነድ ዓሺግኩ ንክትልእኩልና ንሕብር፤

3 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 02/07/2011 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

4 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋ ወኪል እንተትርከቡ ይምረፅ፤

5 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕካ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፂፍካ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408755 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo