ንሆስፒሉ ዝዉዕሉ መደሓኒታን ናዉቲ መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝዝርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ን ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል

ናይ 2008  ዓ ∙ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም  ግብሪ መንግስቲ ዝከፈሉን ክኮኑ ኣለዎም

ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ፍቃድ  መቅረባይነት  መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብርን  ካልኦት ዘድልዩ  መረዳእታታት ቅዳሕ ዘቅርቡ ከኮኑ ኣለዎም

እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 8 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ክሳብ ዕለት 18  2008 ዓ ∙ም ኣብ ጠቅላላ ማለት እዉን ጀነራል ሆስፒታል ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልካ ብምዉሳድ ና
ብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ምእታዉ ይከኣል

መክበሪ ጨረታ ማለት እዉን ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ  ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

ጨረታ ሰዓራይ ንዝአዓሮ መድሓኒት ናዉቲ መድሓኒት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

እቲ ጨረታ ዕለት 18 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፂኡ  በቲ ዕለት 18 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 9 ፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተወዳደርቲ  ባዕሎም  ወይንም  ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረክብሉ ኣብ ቢሮ ጥዕና  ክልል ትግራይ ከተማ መቀለ ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ነተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344452201 ደዊልካ ምሕታት የካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo