ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ንቤት ማዘጋጃ እቲ ክፍለ ከተማ ዝውዕል ናይ ጎደና ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ወይ ድማ ውዕሊ ክኣሳር ይደሊ፤

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

1 ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/ኣቅ/ጨ/መ/ቁፅሪ 003 ናይ ጎደና ፅሬት

ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማእሉ ይግባእ

1 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላትን ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታትን ዝሃብዎ ወረቀት ምስክር ዝሓዘ ጥራሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ይኩን ምበር ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ፣ኣብ መቅረብቲ ቫት ሰርቲፊኬት ካልኦት ናይ ንግዲ ሕጋውነት ከቅርቡ ኣይግደዱን፤

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጂናል ዶክመንት 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቅረብ ዝክእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዘዓረፎ ፖስታ ዘቅርቡ፤

3 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 06/07/2011 ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

4 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937-023598 ወይድማ 0342-405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo