ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ

1 ሙሉእ መረዳእታ ናይ 2009 ዓ/መ ግብሪ ከፊሎም ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካንኩምን ካልኦት ኣድለይቲ ሰነዳትን ቅዳሕ ክተምፅኡ ትክእሉ ፤

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ከ/ዕ/ፋ/ምም/ንብ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ፤

3 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም፤

4 እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ 21/06/2011ዓ/ም ክሳብ 06/07/2011ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ፤

5 ጨረታ 06/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንግሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ይክፈት፤

6 ተጫረቲ ስዒሮም ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሎም ዕለት ጀሚሮም ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል ክከውን ኣለዎ፤

7 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

መተሓሳሰቢ- እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክከውን ኣለዎ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-500342/0345-500364/0914-278106 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo