ናይ ምልሻ ክ/ትግራይ ዝኮነት መኪና ኮብራ ሞዴል 105 ዝዓይነታ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ስለዝባላሸወት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2007/ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅረብ

2 Tin Number ዘለዎን አብ መቅረባይነት ዘተመዝገቡ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዘክእል::

3 ቫት ዝተመዝገበን ኢርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ::

4  ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ጥረ ገንዘብ ብር   3000.00 (ሰለስተሽሕ)  ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ክትሕዝ ዝኽእል::

5  ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ፀጥታ ንምም/ር ክ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተ/ ሃይማኖት ቤትክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር  ዘይምለስ 10 ብር ( ዓሰርተ) ከፊልኩም ትወስዱ::

6 ተጫራታይ ነጋዶ እቲ ዓይነት ንብረት ብንፁር በቲ ዝወፁ  Specification ናይ ሐደ ዋጋን ጠ/ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አብ ዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ የቅርብ እቲ ንብረት ኦርጅናልን 1ደረጃ ይኸዉን::

7  ኣሸናፊ ዝኾነ ነጋዳይን ዝሽነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ መ/ቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝክእልን እቲ ንብረት Specification ዘዉፅኡ ብሰብ ሞያታኛታት ጋረዥ ትክክለኛ ምኮኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይኸዉን::

8   መክበሪ ዉዕሊ  10 % ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእልን ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብርን እቲ ጨረታ መስተከፈተ ን10 መዓልቲ  ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀንኡ ይፀንሕ::

9   ቢሮና ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት 20 % ምዉሳክን ምቅናስን ዝክእል ምኮኑ::

10  ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባርናይጨረታ መክበሪ ዘተሐዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከም ዘይሳተፍን ብሐጊ እዉን ተሓታቲ መኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ::    

11  እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 04 /01 /2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19 /1/ 2008 ዓ/ም ይኸዉን::

12  እቲ ጨረታ ዝእሸገሉ ዕለት 19 /1/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:30  ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘተረኸብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ናይ ጨረታ መክበሪ እንተኣትሒዞም ንሳቶም ብዘይ ምህላዎም እቲ ጨረታ ክጉላእላእ ኣይክእልን ::

13  ብመምረሒ መሰረት ቫት  15 % ዊዘ ሆልድ 2 % ክኸፍል አለዎ::

14  መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

15  ተወዳደረቲ ማዕረ ኮይኖም እንተሲዒሮም ናብ ኣብ ኣበዝሓ ድምር ዘለዎ ይወሃቦ ወይ ማዕረ ንመቕሎም::

16 ቢሮና ዝርከብሉ እንዳ ተሃይማኖት ቤት ክርስትያን ፊትንፊት / ናይ ቅድሚ ሸሙ ኮሚሳርያት / ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47  ደዊልካሕሸታትይካኣል::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo