ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ :ዝተፈላለዩ ማሽን ስፌት: መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን : ዝተፈላለዩ ዓለባታት :ኣቁሑት ማናጅመንት ሆቴል , ካልኣይ ምንፃፍ ፅሩብ እምኒ ካብ ድ.ኣ.ን.ትን ልምዓት ጉጅለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም

1 ናይ 2007/2008 ዓም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ዝተመዝገብክምሉ መረዳእታ አታሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ናይ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብክምሉ ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ መቅረበይነት ወረቀት ምስክር ናይ 2007/2008 ዓ/ም ዘሐደሰኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ሐምለ 2007 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥቅመሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ኮይኑ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

5 ተጫረቲ ሰነድ ዘይመለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋን/ምም ክፍሊ ቁፅሪ 5 ካብ 10 መስከረም 2008 ዓ/ም  ክሳብ 26 መስረም 2008 ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

7 እተ ቅርብዎ መረዳእታ ብምሉእ ዋናን ብ ክልተ ቅዳሕን ናብ ኮሌጅና ክቀርብ አለዎ

 8 እቲ ጨረታ 26 መስከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት 26 መስከረም 2008 ዓ/ም 4:00 ኣብ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋን/ምም ክፍሊ ቁፅሪ 5 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ንዳኣንት ልማዓት ጉጅለ ዝምልከት ምንፃፍ ፅሩብ እምኒ ተጫረቲ ናይ 2007 ዓ/ም ወፃኢን ዝተሐደሰን ናይ 2008 ዓ/ም ሓዱሽ ክከዉን አለዎ

10 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁ ስልኪ 0347453134 / 0347752597  ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo