ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ንቤት ፅሕፈት /ምም/ር፣ ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ህዳሴ ግድብን ዞባ ስታፍን ጥ/ሕ/ው/ምሃብን ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና መጋየፂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 19/06/2011ዓ/ም ክሳብ 22/06/2011 ሰዓት9:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo