ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ንቤት ፅሕፈት /ምም/ር፣ ቤት ፅሕፈት ዞባ ክልል ስታፍ፣ ቤ/ፈት ጥ/ሕ/ው/ምሃብን ቤት ፅሕፈት ህዳሴ ግድብን ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 19/06/2011ዓ/ም ክሳብ 21/06/2011

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo