ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልማዓትን ክልል ትግራይ ልምዓት መስኖ በጀት ኮድ AGP 9ተ ኣውቶብስ ድሕንነተን ዝተሓለወ ሕድሕደን 29 ሰብ ዝሕዛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክርከብ ይደሊ፤

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ክሳብ 22/06/2011 ሰዓት 3:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-403663 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo