ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ንተሃነፅቲ ግልጋሎት ዝውዕል ቴሌቭዢን 21 ኢንች ፣ ረሲቨር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/06/2011ዓ/ም ክሳብ 21/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo