ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅርግያ ማእከል ኣስፋልቲ መብራህቲ ፅገናን ንብረትን ኢድ ሞያ ማለት ንብረት ኣቀሪቡ ባዕሉ ዝሰርሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

4 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዋናን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ክሳብ 29/06/2011ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳሰላሴ ቀበሌ 01 ቢሮ ቁፅሪ 18 ብምምፃእ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።

8 እቲ ጨረታ 02/07/2011 ሰዓት 4:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

9 እቲ ሰነድ ጨረታ በቲ ምልክታ መሰረት ኣማሊኡ እንተቀሪቡ ተጫረቲ ብዘይለውሉ ንምኽፋት ዝዓግቶ ነገር የለን።

10 መከበሪ ጨረታ ናይ ፅርግያ ማእከል ኣስፋልቲ መብራህቲ ኣቅሑት 20000.00ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ፤

11 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀ ብመሰረት መምርሒ ዕደጋ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

12 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ በዓሎም ፊርማን ማህተምን ኣብ ነብስ ወከፈ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርብ ይግባእ፤

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342-447659/0344-444916 ደዊሎም ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo