ነቲ ቤት ፅሕፈትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦ ማይ ቧንቧን መገጣጠሚ ሞተር ሳይክል ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሕዋነ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

2 ተወሳኬ እሴት ታክሰ ዝተመዝገብኩምን ዴክሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

4 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ኩሉ ሰነድኩም ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ አለኩም

7 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 5 መስከረም 2008 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ምውሳድ ይከል

8 ሰዓራይ አካል ሰዓራይነቱ ምስ ተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር

9 ሰዓራይ አካል ዉዕሊ ምስ አሰረ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሕዋነ ከረክቡ አለዎ

10 ሰዓራይ ኣካል ክሳብ ምሉእ ንምሉእ አጠቃሊሉ ንብረት ዝረከብ ካብ ዋጉ 10 % ፕሮፎርማንስ ቦንድ ከትሕዝ አለዎ

11 ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 20 መስከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 6:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀተሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ ስ 0343150306 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo