ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳ/መ/ዕደጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78L ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ክሳብ 18/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 18/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/415152 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo