ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ሚኒባስ ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ክሳብ 19/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 19/06/2011ዓ/ም ሰዓት4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo