ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት፤ ስቴሽነሪ፣ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ንናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ንመቅረባይነትን ዘለዎን ቫት ተመዝገብቲን ዝኮንኩም

3 ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::

4 ጨረታ ሰነድ 30.00 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ፤

7 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 14/06/2011 ዓ/ም እስካብ 28/06/2011 ዓ/ም ይኸዉን::

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 28/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::

10 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::

11 ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

12 እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

13 እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914-092966ይደዉሉ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo