ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ናይ ሰራሕተኛ ባጅ /መለለይ መንነት/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፤

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳሰትሪ ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት13/06/2011ዓ/ም ክሳብ 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ቅ/ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400009 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo