ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ክሳብ 18/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404346/403663 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo