ኮሌጅ ትምህርቲን ኣመራርሓን ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ መስቲብሺ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ክሳብ 11/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460525/460062 ምድዋል ይከኣል፤

                                          

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo