ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩኡ ዘገልግል ጀነሬተር፣ ቪድዮን ዲጅታል ካሜራን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፋቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎም   3 መረዳእታ መለለይ ከፋለይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ሰነድ ጨረታ አብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ቀደማይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዘይምለሰ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።

6 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 07/06/2011 ዓ/ም ክሳብ 23/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኩሉ ሻብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል፤

7 መከበሪ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ንነብሲ ወከፍ 10000.00 ሽሕ ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ይግባእ። ኣቅራርባ ሰነድ ጨረታ ንሕድሕዶም ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ፤

8 ሰነድ ጨረታ ክሳብ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 23/06/2011 ዓም ሰዓት 8:45 ይዕሸግ። እዚ ጨረታ 23/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ይክፈት።

9 ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ምዃኑ ብደብደቤ ካብ ዝተገለፁ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

10 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድ ጨረታ ካልእን መብረሂ ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራይ ምሕታት ይክእል።

10 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ንብረት ወይ እቲ ጀነሬተር ኣብ ዉሽጢ 45 ተከታታልቲ መዓልቲ፣ ንዲጅታል ቪድዮ ካሜራ ድማ ኣብ ዉሽጢ 30 ተከታታልቲ መዓልቲ ብመሰረት እቲ ዝወፀ ዝርዝር ናብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብበዓል ሞያ ተረጋጊፁ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

11 ዝኾነ ተጫረታይ ቤት ዕዮና ኣብ ዘቀመጦ ዝርዝር ምውሳኽ ወይ ምንካይ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ ክፈልጥ ይግባእ።

12 ናይቲ ጀነሬተር ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ብምዕሻግ ከቅርቡ ይግባእ።

13 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-403477 / 0344-408299 ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo