ንመሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሕት ቢሮ ፈኒቸር : ሕትመታት : ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት መኪናን ሞተር ሳይክል ን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ክከዉን አለዎ

2  መሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና : ኣቁሑት ኤሌክትሮነከስ : ኣቁሑት ቢሮ ተጫረቲ  ተመዝገብቲ እሴት ታክስ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ኣቁሑት መለዋወጢ ሞተር : ሕትመት ንብሰወከፎም 2000 ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቁሑት ኤሌክትሮነክስ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ኣቁሑት ቢሮ ንብሰወከፎም 4000 ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም

5 ጨረታ 20 መስከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:30 ይክፈት

6 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50 ቅርሺ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ምግዛእ ይከኣል

7 ሰዓራይ ምስ ፈለየ በጀት መሰረት ብምግባር 20 % ኣብ ነዉሰከፍ ዓይነት ንብረት ዝቅንሰ ወይ ዝዉስክ ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ  0347740661 /0914786094 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo