ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 12/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00ይከውን፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-409167/0914-010487 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo