ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ 05/06/2011ዓ/ም ክሳብ 08/06/2011ዓ/ ሰዓት 4:00 ይከውን፤

2 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418556 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo