ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት መሳርሒ :ሕትመት : ደረቅ ጉሓፍን : ግሪነሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ/ ክንስርሕን ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲንን ናይ መቕረብቲ መረጋገፂ ዘቅርብን VAT ዝተመዝገቡ እዋናዊ ሪፖርት (ቫት ዲክሌር) ዝገበረ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምርን ካብ 05 /01 /2008 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ሕትመት  : ግሪነሪ  3000 (ሰለስተ ሽሕ ብር) መከብሪ ጨረታ ስፒኦ ካብ ዝተረጋገፀ ባንክ ምትሓዝ ይከኣል

4 ደረቅ ጉሓፍ 1000 (ዓሰርተ ሽሕ ብር) ምክበሪ ጨረታ ስፒኦ ካብ ዝተረጋገፀ ባንክ ምትሓዝ ይከኣል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14 /01/ 2008 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 14 /01/ 2008 ዓ/ም ናይ ድሕሪ ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ሰዓራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ያቅርብ

6  ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ዝትኣሸገ ፖስታ ከቅርርብ ዝኽእል

8 ኣድራሻና ክ / ከተማ ዓይደር ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 01 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ
 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo