ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማ መቀለ ዝርከብ ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኣቅሑት ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ማሕበር ረዲኤት ትግራይ

ተጫረቲ ነዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማልኣሉ ይግባእ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ፣ምዝገባ መቅረባይነት ፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ወርሓዊ ፀብፃብ ዘቅረበ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለን፣ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር/ ፣ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበ መረጋገፂ ቁፅሪ

2 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ክሳብ 15/06/2011ዓ/ም 500.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል፤

3 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-406300 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo