ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ይደሊ፤

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይቀርብ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo