ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ፤

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 04/06/2011ዓ/ም ክሳብ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413795 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo