ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፍት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ :ኣቁሑ ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ከምዉን ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ናይ አናሽተይ መኪና ናይ ኢድ ጉልበት ዋጋ ንዓመት ዉዕሊ ዝኣስርን ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከፀግንን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ

1 ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘተመዝገበን ወርሓዊ ሒሰብን ዝፈለጠሉን ወይ እዉን ናይ መኪና ኢድ ንዝመልኡ አይምልከትን

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት መስከረም 5 2008 ዓም ክሳብ መስከረም 19 2008 ዓም  ምዉሳድ ይከኣል

4 ናይ ጨረታ ፖስታ ቅድሚ ምክፋቱ 3000 መክበሪ ጨረታ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ   ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎ

5 እቲ ጨረታ 19 መስከረም 2008 ዓም ሰዓት 400  ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 430  ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸ  ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0345550125 ደዊልኩም ሕተቱ

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo