ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 04/06/2011ዓ/ም ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo