ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማሓድነትኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመትን ትካል ናይ :ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር /ኣቅሑ ቢሮ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ፣ ቫት/VAT/ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን፤ በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2011 ዓ/ም: መፍለይ ቁፅሪ TIN/ ናይ ግብሪ፣ ከፋላይ ሰርተፊኬት ከምኡዉን ዝተሐደሰ ናይ 2011 ዓ/ም መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቕርብ ዝክእል::

2 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤትፅሕፈትና ዕ/ፋ/ን/ምም/ርንቢሮቁፅሪ 28 ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/06/2011ዓ/ም ጀሚሪ 19/06/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብ ምምፃእ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 30.00 ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ሳንዱቅ ጨረታ 19/06/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት፤

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ሎት ንሕድሕድ ሎት 4000 ሽሕ ብር ብስፒኦ ወይም ብጥር ገንዝብ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ቤት ዝወፀ ስፔስፌከሽን መሰረት ክሰርሑ ይግባእ፤

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0344-416284 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo