ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢ/ማተሪያል፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ናይ ውፅኢት ማዕድን ፣ፅሕፈት መሳርሒን፣ማዕፆን መስኮትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ክሳብ 08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 5:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 5:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0343-400033/0343-40010 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo