ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኣቅሑ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ

ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝር ንዝቀረቡ ረቋሕታት እተማለኡ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግበኦም ረቋሕታት

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነትን፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብርን ካልኦት ዘድሊ ሰነድን ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡን ዝክእሉን፤

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 01/06/2011 ዓ/ም ጀሚሩ - 15/06/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ቤ/ፅሕፈት ት/ፋ/ወ/ኢሮብ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንበ/ምም/ርን 50.00 (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ከእትው ይኽእሉ።

4 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብር 4000.00 (ዓርባዕተ ሽሕ) ከትሕዝ ዝክእል፤

5 ሰዓራይ ውዕሊ ንከኣስር ብዝትነገሮ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

6 መከበሪ ውዕሊ 10 ሚኢታዊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ንበረት ዋጋ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

7 እቲ ጨረታ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት 15/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ቤ/ፅሕፈት ት/ፋ/ወ/ኢሮብ ከ /ስ /ፋይ /ዕ/ ንበ  /ምም ርን ከተማ ደውሃን ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-450110/0343-450112 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo