ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ኣብ ውሽጢ ንዝርከቡ ንሴክተራት 2011ዓ/ም ኣገልግሎት መሳርሒ ፅሕፈት ስቴሽነሪ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ኣቅሑት ናውቲ ቢሮ / ፈርኒቸር/፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

1 መሳርሒ ፅሕፈት/ስቴሽነሪ/ ናይ ሲፒኦ ዋጋ 3000 ሽሕ ቅርሺ፣ ኣቅሑ ፅሬት ናይ ሲፒኦ ዋጋ 1000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ናውቲ ቢሮ / ፈርኒቸር/ ናይ ሲፒኦ ዋጋ 3000 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል፤

ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማልእሉ ይግባእ

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለን፣ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር/ ፣ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበ መረጋገፂ ዘቅርብን፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ወርሓዊ ፀብፃብ ዘቅረበ ቁፅሪ ሒሳብ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሓደ ዋና ሰነድን ክልተ ቅዳሕን ከቅርብ አለዎ፤ ናይ ትካሎም ማህተምን ዝዓረፎ ፖስታ ዘቅረቡ፣

2 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ 50.00 ቅርሺ ክሳብ 20/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት ፤

3 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል፤

ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 እዩ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937-023598 ወይድማ 0342-405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo