ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ናይ ቤት ማዘጋጃ ን2011ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጎደና ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

1 ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/ኣቅ/ጨ/መ/ቁፅሪ 003 ናይ ጎደና ፅሬት

ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማእሉ ይግባእ

1 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላትን ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታትን ዝሃብዎ ወረቀት ምስክር ዝሓዘ ጥራሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ይኩን ምበር ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ፣ኣብ መቅረብቲ ቫት ሰርቲፊኬት ካልኦት ናይ ንግዲ ሕጋውነት ከቅርቡ ኣይግደዱን፤

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጂናል ዶክመንት 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቅረብ ዝክእሉን ናይ ትካም ማህተም ዘዓረፎ ፖስታ ዘቅርቡ፤

3 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 12/06/2011 ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

4 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

5 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር፤

ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937-023598 ወይድማ 0342-405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo