ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኮንክሪት ፖል ንስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ዝውዕሉ ናይ ግልጋሎት መብራህቲ ኮንክሪት ፖል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ቲን ናምበር ዘለዎን ብዝበለፀ ድማ ሒሳብ መዝገብ ወይ ቫት ተመዝገብቲ የተባብዕ፤

2 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ማህተም፣ ፊርማን ምሉእ ኣድራሻን ምስ ቁፅሪ ስልኪ ክገብረሉ ይግባእ፤

3 ናይቲ ንብረት ፅሬት ዘረጋገፀ ናይ ዩኒቨርሳል ሰርቲፊኬት ዘቅርብን ዘማልአ ክኮኑ ኣለዎም ፤

4 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ነፀላ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ብንፁር ከቀምጡ ኣለዎም ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ዋጋ ተቐባልነት የብሉን፤

5 ናይቲ ዘቕረቦ ጠቅላላ ዋጋ 3 ሚኢታዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ምስቲ ጨረታ ሰነድ ኣሺጉ ከቅርብ ኣለዎ፤

6 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ከቀምጡ ኣለዎም፤ ምንም ዓይነት መብርሂ ተዘይሀልይዎ ግን ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ርዱእ ከምዝግበር ነፍልጥ፤

7 እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 01/06/2011ዓ/ም ክሳብ 20/06/2011ዓ/ም እንትከውን ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ቀበሌ 15 ጥቃ ከነማ ፋርማሲ ካብ ዝረከብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ክሳብ ዕለት 20/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ.ቀትሪ ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ሰዓት 5:00 ቅ.ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤ናይ ተጫረቲ ወይም ወከልቲ ዘይምርካብ ንከይዲ ምክፋት ጨረታ ከምዘይተኣጓገሎ ክንሕብር ንፈቱ፤

8 እዚ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል፤

9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ወይም ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo